መበል 49 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ” 11 ለካቲት መሰረት ፅንዓትናን ውሑስ መፃኢናን እያ ”ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ክብረ በዓል ዝተረኸቡ ተጋዳላይ ኣምበሳደር ፀጋይ በርሀ ለካቲት 11 ትማሊ ዝነበረ ጒዕዞና ንናይ ሎሚ መምሃሪ እዪ ንፅባሕ ድማ ሕድሪ ነቐምጠሉ እዩ ኢሎም።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!