Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሓገዝ ናዉቲ ትምህርቲ

ማሕበር ምትሕግጋዝ ወረዳ እንዳባፃሕማን ከባቢኣን ነባርነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኾኑ ዶ/ር ነጋ ገ/እግዚኣብሄር ምስ ስድርኦም ዝረኸብዎ ሓገዝ ኣብ ወረዳ እንዳባፃሕማ ንዝርከቡ ተምሃሮ ዝውዕል 80 ሽሕ ደፍተርን 8ሽሕ ብርዒን ንቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣረኪቡ።

እቲ ሓገዝ ናዉቲ ትምህርቲ ብ2 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ እንትኾን ን10 ሽሕ ተምሃሮ ንሕድሕዶም 8 ደፍተርን ብርዒን ከም ዝበፅሖም ተሓቢሩ።

እቲ ሓገዝ ብቐፃልነት እዉን ተጠናኺሩ ከም ዝቕፅል ነቲ ሓገዝ ዘረከቡ ኣካላት ሓቢሮም።



ትግቲቪ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *