Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሓገዝ ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ

ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚልዮን ብር ፅገናን ቀረብ ናውቲ ትምህርትን ጌሩ።

ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ዝርከብ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍኖተ ብርሃን ብሓይልታት ፅንተት ዕንወት ከምዝተፈፀሞ ዝገለፁ ዳይረክተር እቲ ቤት ትምህርቲ መምህር ደስታ ካሕሳይ እዚ ድማ ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዕንቅፋት ኰይንዎ ከምዘሎ ኣረዲኦም።

ነዚ ፀገም ንምቅላል ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚልዮን ብር ፅገናን ቀረብ ናውቲ ትምህርትን ከም ዝተገበረሉ ኣባል እቲ ማሕበር ወይዘሮ ሳባ ሓቢረን።


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *