Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሓደጋ ነፊሪት

ዋንነታ ናይ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ነፋሪት ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ተሳፈርቲ ፅዒና ከባቢ ሰዓት 8 :00 ምስበፅሐት ኣብ ጎማ ብዝበፅሐ ፀገም መዕረፊ መስመራ ናይ ምስሓት ሓደጋ ኣጋጢሙ።

ዛጊድ ብዝበፀሐና ሓበሬታ ኣብ ህይወት ሰባት ዝበፀሐ ሓደጋ ከምዘየለ ተገሊፁ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *