Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ ህዝባዊ ሓይሊ እዩ ። ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ እውን ኮይኑ ክቕፅል እዩ ክብሉ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም ።

ሎሚ ኣብ ከተማ ማይጨው ኣብ ዝተሳለጠ ዋዕላ ምኽክር ህዝቢ ዞባ ደቡብ ትግራይ ካብ ተሳተፍቲ ንዝቐረቡ ሕቶታ መብርሂ ዝሃቡ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ እቲ ሕዚ ኣብ ህወሓት ተፈጢሩ ዘሎ ኣፈላላይ ብከባቢ ዝግለፅ ኣይኮነን ፡ እቲ ኣፈላላይ ኣብ ኣጠማምታ ውዕሊ ፕሪቶርያ እዩ ኢሎ።

ሐዚ ምስ ፌደራል ዘለና ርክብ ውዕሊ ፕሪቶርያ መሰረት ዝገበረ እዩ ዝበሉ ፕረዝደንት ጌታቸው ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ ህዝባዊ ሓይሊ እዩ ። ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ እውን ኮይኑ ክቕፅል ኢሎም ።

ህወሓት ዝተወሰኑ ሰባት ዝዝውርዎ ውድብ ኣይኮነን ዝበሎ እቶም ፕረዝደንት እቲ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ኮይኑ ድማ ክቕፅል እዩ ኢሎም ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *