Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሰራዊትና ተወሳኺ ዓውሚ ዝፈጥር ሓይሊ ብምዃን ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ” ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።

ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘበናዊነት ብዝተኸተለ ኣግባብ ካብ ፅባሕ ለውጢ ጀሚሩ ንሓሙሽተ ዓመታት ውዳበ ካልኦት ሃገራት ምስ ከባቢያዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብምጥዕዓም ዘተዋደደ ስራሕ ከምዝተሰርሐ እውን ኣብሪሆም፡፡

“ኣብዚ ሕዚ እዋን እተሃነፀ ሓይሊ ባሕሪ ጥንኩርን ብቕዓት ዘለዎን ኣብ ዝኾነ ይኹን ማያዊ ኣካል ግቡኡ ክዋፃእ ዝኽእልን ኣብ መከላኸሊ ሓይሊና ተወሳኺ ዓቕሚ ዝፈጥር ክኸውን ተገይሩ ተሃኒፁ ኢዩ” ኢሎም፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *