Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሎሚ ካልኣይ መዓልቱ ዘቑፀረ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ሎሚ ካልኣይ መዓልቱ ዘቑፀረ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ቅድሚ ውሱን ሰዓታት ኣብ ዝተዛዘመ ናይ 30.74 km ውድድር ኢሊት ደቂ ተባዕትዮ

  1. ፅጋቡ ገ/ማርያም ( ካብ ትግራይ ብግሊ) ነቲ ርሕቐት ንምዝዛም ዝወሰደሉ ግዝ ድማ ፥ 49 ደቒቃ 07 ሰኮንድን 08 ማይክሮ ሰከንድ ተዕዋቲ ወርቂ ማዳላያ እንትኸውን
  2. ኪያ ጀማል ( ድሬዳዋ ፖሊስ) ዝኣተወሉ ግዘ 47 ደቒቕ 01 ሰከንድ 09 ማይክሮ ሰከንድ ተሸላሚ ብሩር ማዳላያ
  3. ብዛየ ተስፉ ( ካብ ትግራይ )
  4. ሃይለ መለኮት ወ/ኣበዝጊ ( ካብ ትግራይ )

ብቕደም ሰዓብ ካብ ቀዳማይ ክስብ ራብዓይ እንትወፁ

ብተመሳሰሊ ኣብዚ ናይ ካልኣይ መዓልቲ ዘቁፀረ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ብ ጁኒየር ደቂ ኣነስትዮ ናይ 10 km ውድድር ድማ

  1. ቀኖ አለሙ (ስፖርት አካዳሚ ) ዝኣተወትሉ ሰዓት 39 ደቒቕ ምስ 04 ሰከንድን 01 ማይክሮ ሰከንድ ቀዳመይቲ
  2. መብርሂት ተኽላይ ( ካብ ትግራይ ) 39 ደቒቓ 04 ሰከንድ ካልኣይቲ
  3. ቅሳነት ግርማይ (ካብ ትግራይ )
  4. ራሄል ታመነ ( ካብ ትግራይ )

አቲ ውድድር ፅባሕ ዓርቢ ዕረፍቲ እንትኸውን ቀዳምን ሰንበትን ድማ ኣብ ዙርያ ሓወልቲ ሰማእታት ናይ ከተማ ውድድር ክካየድ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *