ላዕላዋይ ኣዛዚ ሓልታት ምክልካል ትግራይ/TDF ሜጀር ጀነራል ማዓሾ በየነ(ምክትል ኣዛዚ ን ፖለቲካ ሓላፍን ደቡብ ግንባር) ምስ ሳይቨር ፖወር ትግራይ ኣብ ዝነበበሮም ፃኒሒ: “ዘይተመለሰ ግዛኣት መሬት ትግራይ ኣብ ቀረባ ክንኣቱ ኢና ምድላዋት ወዲኢና ኢና” ኣብ ዛዕባ ጆኖሳይ ድማ ” ብትግራይ ወገን እውን ነቲ ጆኖሳይጅ ክፍፀም ምክንያት ዝኮኑክሕተቱ ኣለዎም ” ፣ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ሰፊኑ ዘሎ ጉሕለት፡ ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ትግራይ ዝብፅሕዎ ማእለያ ዘየብሉ ግፍዒ ዛኣመሰሉ ነጥብታት ብምልዓል ዝርዝር መብሪሂ ሂቦም፡፡ ንዝርዝሩ ኣብዚ ቃለ መሕተት ቪድዩ ይመልከቱ፡፡
