Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ለተሰንበት ግደይ ኣብ በርሊን ተዓዊታ

ለተሰንበት ግደይ ብ 5000 ሜትሮ ኣብ ታሪኽ ራብዓይ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ቀዳመይቲ ኮይና ተዓዊታ ።

ኣብቲ ኣብ ሃገር ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ “ISTAF Berlin 2023” ብዝብል ዝፍለጥ ዓለምለኸ ውድድር ኣትሌትክስ፣ ለተሰንበት ግደይ ኣብ ታሪኽ ውድድር ጉያ 5000 ሜትሮ ፣ ሎሚ ኣብ በርሊን ብ 14:08:79 ብዝኾነ ቕልጡፍ ሰዓት ኣትያ ዛዚማቶ ይብል ፀብፃብ ወርልድ ኣትሌቲክስ ።

ካብቶም ዝተመዝገቡ ሓሙሽተ ቅልጡፋት ሰዓታት እቲ ሓደ ኮይኑ ተመዝጊቡ ከም ዘሎን ነቲ ናይ ሎሚ ዓወት ሓዊሱ እቶም ሰለስት ብለተሰንበት ዝተመዝገቡ ቅልጡፋት ሰዓታት ኮይኑ ምምዝጋቡ እውን ይጠቅስ ፀብፃብ ወርልድ ኣትሌቲክስ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *