Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ካብ ዘሎ ኩለመደያዊ ሓደጋ ንክወፅእ ሐዚ እውን ዝተዋደደ ርብርብ የድሊ – ፕረዚዳን ጌታቸው ረዳ

                               

ፕረዚዳንት ጌታቸው ብሚኒስትራት ንዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡክ መንግስቲ ፌደራል መጠቃለሊ ሓሳብ አብ ዝሃብሉ እዋን ከምዝበልዎ መንግስቲ ፌደራልን ካልኦት አካላትን ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ዝገብርዎ ውስን ደገፋት ዝንአድ እዩ ድሕሪ ምባል ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ካብ ዘሎ ኩለ መደያዊ ሓደጋ ንክወፅእ ሕዚ እውን ዝተዋደደ ርብርብ የድሊ ኢሎም።

ፀገም ተመዛበልቲ ዝፍታሕ ድማ ናብ መረበቶም እንትምለሱ እዩ ዝበሉ ፕረዚዳን ጌታቸው ረዳ ትግራይ መሊስካ ንምህናፅ አብ ዝግበር ፃዕሪ እውን ኩሉ ክረባረብ ፀዊዖም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *